ርዕሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ ካብ ወፍሪ ሁልሁል ዝተመለሰ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ዶብ ኣፋኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ናብ ጣቢያ ሁልሁል ሸሊኹ ዝኣተወ ጉጅለ ኣልሻባብ ንምድምሳስ ዝተመለሰ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ዶብ ኣፋኒዮም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብዞባ ኣፍዴር ወረዳ ቆህሌ ጣቢያ ሁልሁል ኣቢሉ ሸሊኹ…