ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣዲስ ህንፀት ንግዲን መንበሪ ገዛን ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣዲስ ህንፀት ንግዲን መንበሪ ገዛን ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን።
ከንቲባዋ አጠቃላይ 36 ቤቶች ግንባታ ያስጀመሩ ሲሆን÷ ከእነዚህም ውስጥ 28 የንግድ ቤቶች እና 8 መኖሪያ…