ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ የድሊ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም።
ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መርሃ ግብሪ…