ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ኣብ ትዊተር ሕሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም ሓዱሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝህሉ ዲፕሎማሲያዊ…
ቴክኖሎጂ ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ንኣረጋውያን ይሕግዝ ኢዩ ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ዕድመ ዝደፍኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ክጥቀሙሉ ኢዮም ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ። “ቤክስ” ዝብል መፀውዒ ዝተውሃቦ ሮቦት ብኣርባዕተ እግሩ ክንቀሳቐስ ዝኽእል እንትኸውን፥ ኣብ ልሙፅን ምድርቤት ዘይብሉ ክፋል…
ጥዕና ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ ብሕማም ዓበቕ ህበይ ዝተለኸፉ ኣስታት 1 ሺሕን 400 ሰባት ረኺበን- ውድብ ጥዕና ዓለም Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ መፋርቕ ወርሒ ግንቦት ጀሚሩ ብሕማም ዓበቕ ህበይ ዝተለኸፉ ሰባት ምርካበን ከም ዝሓበራ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ኣስታት 1 ሺሕን 400 እንትኾኑ፥ ካብዚ እቶም 44 ምልካፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፃት ፀገማት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብቖራፅነት ክንሰርሕ ኢና – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፃት ፀገማት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብቖራፅነት ክንሰርሕ ኢና ሰሪሕ እውን ክነረክብ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሃነፁ ዝርከብ ሰብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም። ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል፥ እቲ ኣኼባ ብሰንኪ እቲ ኲናት ንዘጋጠመ ሕፅረት ኣቕርቦት ምግቢ ከምዝኾነ ገሊፆም። ማኪ ሳል፥ ዩክሬንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ጀርመናዊ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ። ኣብ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ፥ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ። እቲ ኮርፖሬሽን ”ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግሪንቢዝ ኢንቨስትመንትን”ን “ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮንቬንሽን ቢሮ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ምትእስሳር ንምፍጣርን ጀርመን ፍራንክፈርት ኣቲዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ማሕለኻታት ዝፃወሩ ትካላት፤ ብኢንተርፕራይዛት ዝተቓነየ ተግባር ንምንቕቓሕን ምዕባለን ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…