Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ንኽደራደሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታምቡል ንምድርዳር ድሉው ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም። ኤርዶሃን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ንኽደራደራ ሕቶ ዘቕረቡ፥ ትማሊ ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ኣብ ዘመሓለለፉዎ…

ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ኣባገዳታትን ኣመራርሓ እቲ ትካልን ተረኺቦም። ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋኝ ኢትዮጵያ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣለሚቱ ኡሙድ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ…

ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕራት መንግስታትን ብሓባር ዝገበሩዎ ኢዩ። ብምዃኑ ድማ ሓገዝ ስርናይ፣ ዘይቲ፣…

74 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ እስራኤል ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)74 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኣቱ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይ ዘውዱ ማለዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣቀባብላ…

በቱር ግዝኣት ኣዳና ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ፕሮሞሽንን ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ኣዳና ዑደት ገይሩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ግዝኣት ዝርከብ ዝተዋደደ ዞባ ኢንዱስትሪ ኣዳና ሃቺ ዝተዓዘበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ…

ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ስምምዕነት ዝተቛረፀ ኣክዋ ፓወር ዝተብሃለ  ኩባንያ ስዑዲ ዓረብ ነቲ ፕሮጀክት ዘድሊ ገንዘብ ምቕራብ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዘርአዮ ተበግሰ ዝነኣድ ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ህዝቢ ክልል ትግራይ እናቐረበ ዝርከብ ሰብብኣዊ ሓገዝ ፅቡቕ ዝበሃል ከምዝኾነን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዘርአዮ ተበግሶ ዝነኣድ ከምዝኾነን ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴክ ገሊፀን። ሚኒስትር ሰላም…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ቄለም ወለጋ ንዝርከቡ ብጎንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ወረዳ ቄለም ወለጋ፣ ሃዋ ገላንን ስዮን  ንዝርከቡ ብኮንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓተርን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ንሕድሕድ ስድራ…

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 13 ሺሕን 260 ዝኾኑ መፃሕፍቲ ናይ ታሪኽ፣ ቋንቋ፣ ጥበብን ባህሊን ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ…