ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፅሬት ትምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣብ…