Fana: At a Speed of Life!

ቀፃሊ ትውልዲ ናይ ማይ ዲፕሎማት፣ ተደራዳሪን ሳይንቲስትን ንክኸውን ምስልጣን ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀፃሊ ትውልዲ ናይ ማይ ዲፕሎማት፣ ተደራዳሪን ሳይንቲስትን ንክኸውን ምስልጣን ይግባእ  ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘበን ጉዳያት ምትሕብባር ማይ ተሻጋሪ ወሰን ጠመተ ዝገበረ መበል…

በሪ ባሕሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ- ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳይ በሪ ባህሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ከይተዘሓሓለ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ ርክብ ተመራማሪ ጌትዮ ትርፌ መንግስቲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ተገይሩ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ዓበይቲ…

11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ንፍዮ ሓዊሱ በቢእዋኑ ዘጋጥሙ ነበዳታት ንምክልኻል ዘኽእል ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ይካየድ ኣሎ። መራሒት ኣፈፃሚት ስራሕ እኖታት፣…

ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ሰሪሓ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ምስራሓ ተሳተፍቲ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ ገሊፆም። ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 12 ግንቦት ኣብ ኣዲስ…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ብምፍራሙ ዝጥዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ጎንፂ ንኽፋጠር ድልየት ኣለዎም- ዋና ተደራደርቲ ፕሪቶሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምፍራሙን ህይወት ሰብ ብምትራፉ ዝተጠዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ሕዚ እውን ጎንፂ ንኽፍጠር ድልየት ከምዘለዎም ዋና ተደራደርቲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዘተ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዋና ተደራደርቲ ዝነበሩ…

ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)  ሎሚ መዓልቲ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኮሚቴ ንኣመራርሓ እቲ ቦርድ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ ብምክያድ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ መመዘኒ ብምምለኦም ዝተመረፁ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ብቨርቹዋል ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየ…

ምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ኣብ በኮትዲቯር ኣቢጃን ኣብ ዘካየድዎ ዘተ፤ ኣብ ኣፍሪካ ብውሑድን ማእኸለዎትን…

ኣትሌታት ኢትዮጵያ ካብ ትራክ ናብ ውድድራት ጎደና ዝገብሩዎ ፍልሰት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ኣብ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣትሌታት ናብ ውድድራት ጎደና እናምርሑ ምዃኑ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እናኾነ ምምፅኡ ምሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ትምህርት ኮተቤ መምህር ስፖርት ሳይንስን ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስን ንጉሴ…

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብራዚል ኣብነት እያ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ተኻይዶ ፃዕሪ ብራዚል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ዓወት ቀንዲ ኣብነት ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡‎ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ካብ 2ይ ውሕስና ምግቢ…