ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ውፅኢታዊ ምውፋር ሓበሬታ ምግባሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ስትራቴጂክ ምልከትኡ ብመንፅር ዘጋጠሞ ስግኣት ሃገራዊ ድሕንነት እንትቃነ ውፅኢታዊ ምውፋር ሓበሬታ ምግባሩ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ዓሚቕ ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ቱሪዝም ብምልማዕን ብምድንፋዕን ተረባሕነት ሕብረተሰብ ምርግጋፅ ይግባእ – ኣይተ እርስቱ ይርዳ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ብብዝሃ ሃፍቲ ኣብነት ክንዲምዃኑ ዘኣክል ካብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝድለ መጠን ተረባሒ ስለዘይኮነ እቲ ዓውዲ ብምልማዕን ብምድንፋዕን ተረባሕነት ሕብረተሰብ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦፌኮ ንፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) ንፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ። እቲ ፓርቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብ ጉባኤኡ ድማ ካብ ፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ብተወሳኺ፥ ንኣይተ በቀለ ገርባ ተቀዳሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ልዕሊ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መሪቐን ከፊተን። እተን ከንቲባ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ጥዕና፣ ትምህርቲ፣ መዘውተሪ ስፖርተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታርን ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን እና ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ኣብ ዶሃ ተዛትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዘካየዱዎ ዘተ፥ ጎናጎኒ ፎረም ዶሃ እዩ፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፎረም ዶሃ ይካፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኳር “ፎረም ዶሃ” ይካፈል ኣሎ። ፎረም ዶሃ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ዘተ እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን "ስግግር ናብ ሓዱሽ ዘበን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ዘተ ኣካይዶም Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ኣድሂቦም ኣብ ሞሮኮ ራባት ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ዓለም እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ምስ ምግባርን ምፍፃምን ብዝተዛመደ ውፅኢት ዘመዝገባ ሃገራት ተሓሪየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሉላ ገብረኣምላኽ ተዓዋቲ ውድድር ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ኮይኑ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ሎሚ መዓልቲ ተኸንቢቱ። እቲ ውድድር ድምፃውያን ባዕልቶም በዝሓረይዎምን ዳያኑ ብዝመረፅሎምን ሙዚቃታት እናተፈተኑ ንትሽዓተ ዙር ምፅንሖም ይፍለጥ። ብቐጥታ ፈነወ ዳያኑ ካብ ዝህብዎ ሞያዊ ዳይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…