ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ንከይፀድቕ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ኣሜሪካ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ፓርቲታት ፖለቲካ ሓዊሱ ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ረቂቕ ሕጊ ኮይኑ ንከይፀድቕን ፀገማት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍልፍሎም ንክደርቁን ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ፈላማይ…