Fana: At a Speed of Life!

ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ዶብ ሰገር ስርዓት ንግዲ ንምስላጥ ዘኽእል ዞባዊ ውሕስና ትራንዚት ጉምሩኽ ንምትግባር ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝፈረመቶን ዶብ ሰገር ስርዓት ንግዲ ንምስላጥ ዘኽእል ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ውሕስና ትራንዚት ዞባዊ ጉምሩኽ ንምትግባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ኣብ ኣተገባብራን ምንነትን ዞባዊ ትራንዚት…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም። ናይተን ሃገራት ውሳና…

ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ካብ 15 ክሳብ መፈለምታ 20 ክፍለ ዘበን ኣብ ዘለዉ ዓማውቲ ዝተሰርሑ እቶም ሓድጊታት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ…

ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ ግዚኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባራዊ…

ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዕዳጋ ስቶክ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ኢዩ ተፈፂሙ። ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዋና…

ንሸኔ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ እናሳለጡ ዝነበሩ 8 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ንሸኔ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ እናሳለጡ ዝነበሩ ናኒ ቤኛ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብን ሸውዓተ ተሓባበርቱን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብታ ካፍለ ከተማ ወረዳ 9 ፍሉይ…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 418 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 418 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ተካእቲ ፍርያታት ትኹረት ብመሃብ ምዕባለ ሃገርና ክነቀላጥፍ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣፈፃፅማ ትልሚ 10…

ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን  ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ። ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ   ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ፎረም…

ብዕርቂ ናብ ዝሐሸ ነገር ምስጓ ጊዚኡ ዝሓቶ ተግባር ኢዩ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረብሓ ዕርቂ ብምቕባል ናብ ዝሓሸ ተግባር ምስጓ ግዚኡ ዝሓቶ ተግባር ከምዝኾነ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም፡፡ ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ…