Fana: At a Speed of Life!

ሓደ ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ዋጋ ዘለዎም ናይ ድሕንነት ካሜራታት ሰሪቖም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ዋጋ ዘለዎም ንኣገልግሎት ድሕንነት ዝግጠሙ ካሜራታት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲን እቶም ንብረታት ዝዓደጉ ውልቀሰባትን ኢድ ብኢድ ሒዙ እቶም ንብረታት ከምዘምለሰ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ኢንዱስትሪ ፓርክ ለሚኩራ ካብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታትን ሓበረታታትን ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታት ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ምስ ሕብረተሰብ ዘተታት እናካየደ እንትኸውን፥ ኣብ ዘተኦም ድማ ካብ ሕብረተሰብ ብዙሓት ጠቐምቲ ሓሳባትን እታወታትን…

ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዘትኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ድማ፡- o ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን እቲ ክልልን o ዶክተር ኣማረ ብርሃኑ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዴኤታ ብርቱካን አያኖ በሰጡት መግለጫ ፥ በሳዑዲ አረቢያ በአስቸጋሪ…

መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ ሰላም ተቐባልነት ዘለዎ ስጉምቲ ከምዝኾነ ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ብዝብል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢደን። ኣውስትራሊያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝደልዩ ዜጋታት  ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር…

ንፃውዒት “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ዝተፈላለዩ ስራሕቲ የሳለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ፃውዒት ምግባሩ ስዒቡ ኣብ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሳለጡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣካል ቀዳማይ ዙር ጉዕዞ…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን 18 ሚሊየን ብር ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ኣተኣኻኺቡ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ፣ ናውቲ ቤት ዕዮ፣ ናውቲ ትምህርት፣ ዝተፈላለዩ…

ሩሲያ ፍርያት ዘይቲ ነዳዲኣ ብሩብል ወይ እውን ብቢትኮይን ክትሸይጥ ከምትኽእል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ወፃኢ ትልእኾ ፍርያት ዘይቲ ነዳዲኣ ብመተዓዳደጊ እታ ሃገር ዝኾነ ገንዘብ (ሩብል) ወይ እውን ብቢትኮይን ክትሸይጥ ከምትኽእል ኣፍሊጣ። ኣቦ መንበር ቀዋሚ ኮሚቴ ኢነርጂ ፓርላማ ሩሲያ ፓቬል ዛቫልኒ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብታ…

ኢጋድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ ምንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው…

ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ብምምላስ ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ብዕቱብ ክሰርሕ ኢዩ – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ብምምላስ ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ኣባል ፈጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣብ ክልል…