ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ናብ 430 ሚሊየን ዩሮ ክብ ኣቢሉዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝገብሮ ኣስተዋፅኦ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ሕብረት ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ርክብ ጁታ ኡርፒላይነን ገሊፀን።
እተን ኮሚሽነር ኣብ መበል 13 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣፍሪካ ብምውካል ተሳቲፈን፡፡…