Fana: At a Speed of Life!

ፍቓድ ስራሕ ወኪል ዘ ኢኮኖሚስት መፅሄት ኣብ ኢትዮጵያ ቶም ጋርድነር ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወኪል ዘ ኢኮኖሚስት መፅሄት ኣብ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛ ቶም ጋርድነር ኣብታ ሃገር ንምስራሕ ዘኽእሎ ፍቓድ ስራሕ ከምዝተሰረዘ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንጋዜጣ ዘ ኢኮኖሚስት ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳቤ ኢዩ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም። ብመሰረት እዚ ድሕሪ መዓልቲታት ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ክካየድ ኢዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ሉሲታት ብኣሰልጣኒ…

ክልል ዓፋር ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ 10 ሚሊየን በር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ዓፋር ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ 10 ሚሊየን በር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ መምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣባ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ንርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦም።…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብኣቐበልቲ ቃሉ ኣቢሉ ኣብ ክልል ተግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናዞረ ምልዕዓል…

ኢትዮጵያ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን እታወት መድሓኒትን ሕክምናን ኣብ ውሽጢ ሃገር ከምተማልእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኢትዮጵያ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን እታወት መድሓኒትን ሕክምናን ኣብ ውሽጢ ሃገር ከምተማልእ ተገሊፁ። መንግስቲ ኣብ 10 ዓመት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣብ ዝሓዞ ኢንዱስትሪታት ትልሚ ኣረይቲ ፋርማሲቲዩካል ውሽጢ ዓዲ…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት  ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ኩነታት ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት  ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልኡ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ጥዕና፣ ስነ ምግብን ንፅህናን…

ፋብሪካ መፍረዪ ቡቕሊ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ሌሜ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ቡቕሊ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ በ60 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ኣብ ኮርፔሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ…

ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም። ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ፥ ቅድም ክብል ዝተመረፀ ስታዲየም ባህርዳር ናይ ካፍ ደረጃ ብዘይምምልኡ ካፍ ኢትዮጵያ ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ 3 ሺሕ ቶን ምግቢ ከምዘከፋፈለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓገዝ ዝፀዓና 165 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ብምኻድ 3 ሺሕ ቶን ምግቢ ከምዘከፋፈለ ገሊፁ። እቲ ኣቕርቦት ምግቢ ን120 ሺሕ ዜጋታት ተበፃሒ ከምዝኾነ ሓቢሩ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ሓገዝ ዝፀዓና 94…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ። እቶም ርእሰ ምምሕዳርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ አነትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ሙስጤፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…