ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ንዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ሰላመን…