ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ፥ ሞስኮቫ ዝተብሃለት ተሸካሚት ሚሳኤል መርከብ ክትጥሕል ዝኸኣለት እታ መርከብ ዝተሸከመቶ ጥይት ብምፍንጃሩን ውሽጣዊ ክፍሊ እታ መርከብ ብሓዊ ስለዝተጎድአን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ከተማታት ንዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ከተማታት ብዝተፈላለዩ ስያመታት ብኣካላት መንግስቲ ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ። ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበረርቲ ሻሸመኔ፣ ጅማን ካልኦት ክልላትን፥ ንልምዓት ከባቢ፣ ንሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ብምስፋሕ ንምጥቃም ብዝተጠናኸረ መልክዑ ከምዝሰርሕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኣብ ረብሓ ዝውዕሉ ተፈጥሮኣወዊ ዱኽዒን “ዘርሚ” ዝተብሃለ ኮምፖስትን ብስፍሓት ንምጥቃም ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ሚነሲቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ምምሕያሽ ልምዓት ሓመድ ተፈራ ሰሎሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ኣሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት 10 ማእኸለዎት ኣብ ዓውዲ ምፍራይ ዝተወፈሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ኣጋይ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሚሩ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ምግባር ምጅማሩ ጥምር ኮሚቴ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድን ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣደም መሓመድ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድን ኤርያል ማናጀር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፋኪያ ኣብደርህማን ምስ ጠጠባባቒ ዳይሬክተር ጀነራል ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፕሮፌሰር ዶክተር ከማል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ንከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ። ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ቅንያቱ ፋሽካ በዓል ብምዃኑ ልዑል ምንቅስቓስ ሰባት ዘለዉ ኢዩ። ስለዝኾነ ረብሻን ጉሕለትን ንከይፍጠር ብምሕሳብ ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ለዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ 5 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት ኣገልግልት መኽዘን ሰሪዙ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት 25 ሚሊየን ብር ኣገልግልት ክራይ መኽዘን ሰሪዙ። እቲ መገዲ ኣየር ብካርጎ መኽዘን ዝተኸዘኑ ናውቲታት ደገፍ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን…