ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ኮይኑዎም – ዶ/ር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ከምዝኾም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ፍትሒ እዚ ዝበሉ ኣብ ኣዳማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ዓቀብቲ…