Fana: At a Speed of Life!

ቀዋሚ ሲኖዶስ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕለተ ሰሉስ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ንምዝታይ ተተሒዙ ዝነበረ ቆፀራ በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዕለተ ሰሉስ ከምዝተቐየረ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሰ ኣሶሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ሓዊሱ ካልኦት…

ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኤርትራ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ሃገራት ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኤርትራ ከተማ ምፅዕ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን፥ ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ታንዛኒያን ዝተወከሉ ኣትሌታት ተሳተፍቲ…

ክልላት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ልምዓትን ሰላምን ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርኣሰነ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስታት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ምዕሳል ልምዓትን ሰላምን ብሓር ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ…

ኤች ኣር 6600 ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ብኣባላት ኮንግረስ ፓርቲ ዴሞክራትና ሪፐብሊካንን ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ቤት ምኽሪ ዕቤት ኢትዮ ኣሜሪካውያን ኣፍሊጡ። ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒው ጀርሲ)፣ ያንግ ኪም…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረሒቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሄኖክ ኣስራት…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልላዊ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኹርናዕ፥ ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላን…

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ። እቲ ደገፍ፥ ጥራዝ፣ ቢሩ፣ ሓገዝቲ መፃሕፍቲን ንነበርቲ ዝኸውን ኣልባሳትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ወፍሪ ደገፍ ንክልተ ሰሙናት ዝፀነሕ ከምዝኾነ…

ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ቀዳማይ ዓመት ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ኣብ ዘሎ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ቦርድ፣ መምህራንን…

ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰራሕተኛታት ዓለም ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ሲንቲያ ሳሙኤል ኦሎንጁን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…