ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ “ግደ ምሁራን ሓቛፊ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ምዕዋት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣጎዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት 86 በረራታት ብምክያድ ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ።
እቶም ጥማራት ዕምባባ ብዋናነት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት አንተተጎዓዓዙ…
ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከነቲባ ኣባላት ቤት ምኽቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ከምዝሓዘ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…
ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ኣሎ
ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ከምዘሎ ቢሮ ልምዓት ገንዘብን ኢኮኖሚን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
እቲ ደፍ ን62 ሺሕን 336 መራሕቲ ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነን ካብ ፕሮግራም ምግቢ…
ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ከተማ ኣሶሳ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ወረዳ ኣሶሳ ቀበሌ ባሮ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ።
ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን እምነ…
ዩኒሴፍ ኣብ ዋግ ኽምራ ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ኣብ ዞባ ብሄረሰብ ዋግ ኽምራ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወረራ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲ ኣበርኪቱ።
ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተር ኣይተ ስዩም…
ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቡ።
ኣካቢ እቶ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…