ኣብ ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ከምዝዓነዉ ምምሕዳር እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ኣመሓዳሪ እቲ ወረዳ ኣይተ ሓሰን ሃንዲ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ትማሊ 10 ሰዓት ድሕሪ ቀትሪ ሃንደበት ካብ መሸጢ ቤንዚን…