ኣብ ክልል ሶማሌ 51 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክትታት መስኖ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ኣብ ክልተ ወረዳታት 260 ሄክታር መሬት ምልማዕ ዘኽእሉ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት መስኖ ተሃኒፆም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም።
ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ዶሎ ኣዶን ቆልማዩን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት መስኖ 51 ሚሊየን ብር ወፃኢ…