Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣሰላ ማእከል ኣገልግሎት ሓደ መሶብ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣሰላ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ክልል ኦሮምያ ፓርቲ ብልፅግና መንግስቱ በቀለ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ እቲ…

ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ድጋፋዊ ሱፐርቪዥን መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ሱፐርቪዥን ድጋፋዊ መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ሓዊሱ…

80 ሚኢታዊ እታዎታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብውሽጢ ሃገር ምምላእ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 80 ሚኢታዊ እታወታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ኣቕረብቲ ንምምላእ ተኻኢሉ ኢሉ። ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ኣንዋር ኣብራር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤ ኣብ ውሽጢ ዓዲ…

ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…

ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ። ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፋይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ሳዑድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ሰራዊት ምክልኻል ንድሕንነት እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም፣ ምርግጋእን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር…

ልዑል ዕቤት እናመዝገበ ዝርከብ ኣጀንዳ ዝተዋደደ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኣቦ መንበር ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ኣምባሳደር ቴቴ ኣንቶኒዮ ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢሎም። መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ 3 ንምፅባብ ትገብሮ ፀወታ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ናይ ፅዋዕ ተነሓናሕነታ ንምጥንኻር ክትፃወት ኢያ። ብፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ሲቲ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡30 ምስ ፉልሃም ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ሲቲ ኣሜዳኣን ቅድሚ…