ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ህዝቢ ሓዱሽ ውዕሊ ቃል ኪዳን ዝኣትወሉ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ መድመር Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ መድመር ብመረፃ ዝተዓወተ ፓርቲ ብልፅግና ንዝመረፆ ህዝቢ ኣብ እዋን መረፃ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ንምፍፃም ድልው ምዃኑ ዘረጋግፀሉ መድረኽ እዩ። ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፃብ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ዝግበሩ ልዝባት ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተዉ ክኾኑ ይግባእ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወጻኢ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪን ኣብቲ ዞባን ጉዳይ በሪ ባሕሪን ዝግበሩ ልዝባት ሕጋዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተዉ ክኾኑ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኢትዮጵያ ካብ ሓፈሻዊ መጠን ማይ ሩባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ወርቂ ዝፈተኑና መስከረማት Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውቅያኖስ ታሪኻ ብዙሓት ማዕበላት ተሳጊራ እያ። ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝሓለፈቶ መንገዲ ድማ ፍፁም መርኣያ ተጋድሎ ፅንዓትን ህልውናን ሓንቲ ሃገር እዩ። ካብ ውሽጣዊ ስግኣት ድሕንነት ክሳብ ደጋዊ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ መንግስቲ መደመር Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 54 ሚልየን ኢትዮጵያውያን ብምውፃእ ድምፆም ዝሃቡሉ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 42 ተወዳደርቲ ፓርቲታት ከም ዝተሳተፉ ይዝከር። በዚ ድማ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 438 ወናብር ብምርካብ ብፀብለልታ ድምፂ ከም ዝተዓወተ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ንሓድሽ መንግስቲ ዝሃብዎ ሓደራ mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምፅናዕ፣ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብነፃ፣ ብሰላምን ፍትሓዊ ብዝኾነ ከይዲ ብዓወት ምክያዳ ይዝከር። እዚ ድማ ዜጋታት ብታሪኻዊ ፀላእቲ ካብ ዝተኣልመ ሽርሒ ከይተረበሹ፣ ወፂኦም ድምፆም ብምሃብ ፍቕሪ ሃገሮም ብተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ከም ሃገራዊ ሓይሊ፡ ናይ ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዘበናዊ ዓለምለኸ ኢኮኖሚያዊን ጂኦ-ፖለቲካዊን ውድድር ሓይሊ ሃገራትን ኣብ ከባቢኡ ዘለዎ ፅልዋን ብወተሃደራዊ ዓቕሚ ጥራይ ዝውሰን ዘይኮነስ፣ ብፅኑዕ ኢኮኖሚያዊ መሓውር፣ ብርእሰ ምኽኣልን ብቴክኖሎጂያዊ ድልውነትን እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጂኦስትራቴጂክ ብራኸ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦስትራቴጂክ ምስ ጂኦግራፊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሓ ሃገር ወይ እውን ዞባ ዝተኣሳሰረ ስትራቴጂካዊ ውሳነ ወይ ቅዋም ዘመላኽት እዩ። ጂኦስትራቴጂካዊ ጂኦግራፊ ኢትዮጵያ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ተፋሰስ ናይልን ቀርኒ ኣፍሪካን ዝተኣሳሰረ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን መኽፈቲ ቤት ምኽሪን ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 42 ፖለቲካ ፓርቲታት፣ 10 ሺሕን 438 ተወዳደርቲ ከምኡ እውን ልዕሊ 54 ሚልየን መረፅቲ ተሳቲፎምሉ ብዓወት ምዝዛሙ ይዝከር። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ መፃወቲ ፖለቲካዊ ቁማር እናተጠቐመሉ ፀኒሑ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ መፃወቲ ፖለቲካዊ ቁማር እናተጠቐመሉ ፀኒሑ ኢሎም ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ መንግስቲ ፌደራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዚዩ ሰላም ናይ ምድላይ ውፅኢት እዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላም ብፅኑዕ ናይ ምድላይ ውፅኢት እዩ ኢሎም ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…