ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ናይ ምሕላው ዓቕሚ ክብ ዘበለ ሪፎርም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሰረታዊ ዓምዲታት ዝኾነት ትኹን ሉኣላዊት ሃገር ምሰሶዎች ሓደ ትካላት ፀፅታ ልዑል ቦታ ይሕዛ። ሓይሊ ምክልኻል፣ ትካላት ሓበሬታ፣ ፖሊስን ካልኦት ውዳበታት ድሕንነትን ዶብ ሃገርን፣ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት፣ ድሕንነት ዜጋታትን ብሄራዊ ረብሓ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2025/26 ዓ.ም 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ፡፡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ኣፈፃፅማ በጀት 2025/26 ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ባንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት 648 ቢሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት መበገሲ ኢትዮጵያ ናይ ምምዕባል ራእይና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ንምርካብ ራእይና እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቱሪዝም "ሓድሽ ሞተር ኢኮኖሚ" ብዝብል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ስግኣት ስነ-ምህዳር ናብ ተምሳሌት ፕላኒንግ ከተማ … Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንብዙሓት ዓመታት ንኣዲስ ኣበባ እናጨነቐን ስግኣት ጥዕና ነበርታን ኮይኑ ዝፀንሐ ብኽለት ሩባታት ሎሚ ኣብ ልምዓት ወሰን ሪባ እንጦጦ-ቀበና ኣቢሉ ታሪኹ ቀይሩ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ታራ ናይ ፅባቐ ስራሕቲ ዘይኮነስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንእትኽተሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሕታም መግለፂ ፀብፃብ ኣካውንታት መሬትን ናይ ተፈጥሮን ኣካውንቲንግን ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ባንኪ ዓለም ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ዘሰናደኦ እቲ ፍኖተ ካርታ፤ ማይ፣…
ስፓርት ፈረንሳይ ምስ ስዊድን – ኮትዲቯር ምስ ኖርዌይ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 32 ሎሚ እውን ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ንምድባ ብፀብለልታ እናመርሐት ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈረንሳይ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ሰዓት 6 ምስ ስዊድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እንጦጦ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓዊሱ ብዙሓት ኣምባሳደራተ ወፃኢ ሃገራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ማእኸል ፈተና ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ብምርካብ እቲ ከይዲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዙራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ሉኣላዊነት… Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ናብ ወፃኢ ፍርያት ለኣኽነት ናይ ምስግጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኻዊ ጉዕዞን ሉኣላዊነት ኢኮኖሚ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምስ ሕፅረት ውሕስና ምግቢን ፅግዕተኝነት ርዳእታን ስማ ተተሓሒዙ ፀኒሑ ኢዩ። ይኹን እምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ህወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2026 0 ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ሕወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ ነበር ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሓደሽቲ ለውጢታት ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ተቐቢሉ ንርእሱ ክሕድስ ኣይከኣለን፡፡ ኣብዚ ዘበን ኮይኑ ንሓዱሽ ትውልዲ ነባር ወያናይ ዴሞክራሲ ክዝምር ይሓስብ፡፡ እዚ…