ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺህ ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 2 ሺህን 160 ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂቡ።
ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ እቶም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ንከይቃልዑ ዘድሊ ህፁፅ…