ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት መሕዘኒ መልክዕ እቲ ኲናት ከምዘርአየን ተዛሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት መሕዘኒ መልክዕ እቲ ኲናት ከምዘርአየን ተዛሪበን።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝሃባ እተን ምክትል ዋና ፀሓፊት፥…