ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ ግዚኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባራዊ…