Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ከንቲባ ከተማ ሃዋሳ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ፀጋዬ ቱኬን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት እታ ከተማ ተረኺቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ኣብታ ከተማ ዘለዉ…

ኣብ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ 50 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ ሃገር ቦቆል ትካል ቱሉ ሞዬን ኮርፖሬሽን ሚትስቡሽን ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ንሓደ ሚሊየን ዶላር በጀት ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ጀሚሩ። እቲ ሓገዝ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ቴሪስ ጃንኮብሶን ኣብ ዓፋር ከተማ ሰመራ ቀዳማይ ብርኪ…

ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ሓዊሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራትን ተሳቲፎም።…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ንክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምኽኒያት ፀፅታ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ፥ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብምርካብ እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…

ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ሰጒጓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ መስኮ ለቒቖም ንክወፅኡ ኣዚዛ። እቶም ዲፕሎማታት ኢስቶኒያ፣ላቲቪያን ሊውትኒያን ገፅታ መስኮ ንምብልሻው ተንቀሳቒሶም ኢዮም ብዝበል ኢዩ እቲ ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዘምፀአ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ናብ ወፃኢ ካብ ዝለኣኾም ፍርያታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ምምፅኡ ገሊፁ። ካብ ወርሒ ሓምለ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘምፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ተሊሙ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4…

ኣብ እስራኤል ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያን ዘፋልጥ ዓውደ ምርኢት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ጉባኤን ዓውደ ምርኢት ቱሪዝምን ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያን ዘፋልጥ ዓውደ ምርኢት ቀሪቡ። ኣብ እስራኤል በቢዓመቱ ዝካየድ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ቱሪዝም፥ ኣብዚ ዓመት “ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቱሪዝም ሜዲትራኒያን…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ- ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈተውቲ ሃገራት ሽግግር ኣፍልጦን ቴክኖሎጂን ንምግባር ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ብዋና ኣዛዚ ወፍሪን ስልጠናን ምክልኻል ሃይሊ ታንዛኒያ ሜጀር ጀኔራል…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኑኑ ቁምባ ብዝተኻየደ ዝተዋደደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ 606 ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታት ን 1 ሺሕን 56 ጠያይቲን ተታሒዞም። እቶም ጦር መሳርሒታት ካብ ሕበርተሰብ ዝተዘረፉ…