ምስ ኤርትራ ናይ ሓባር ረብሓ መሰረት ብምግባር ብምትሕብባር ንሰርሕ ኣለና-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኤርትራ ናይ ሓባር ረብሓ መሰረት ብምግባር ብምትሕብባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…