ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገደዲ ደረጃ ፅሬት ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያታት ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣተውቲ ፍርያታት ብዝተገበረ ፍተሻ ላብራቶሪን ኢንስፔክሽንን፤ መገደዲ ደረጃ ፅሬት ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያታት ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም። ብዝተገበረ ፍተሻ ላብራቶሪን ኢንስፔክሽንን 3 ነጥቢ 5 ሜ.ቶ ኤል ኢ ዲ ኣምፖል፣ 25 ነጥቢ 8 መከፋፈሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ። ኢትዮጵያ ብጥምረት ኣኮቫክስ ኣቢላ ኣብቲ ሰሙን ከምዝተረከበት ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብ ረራዕዲ ህወሓት ንዝገብሮ ትንኮያ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልልን ስጉምቲ ዝወስዱሉ ኣንፈት ተቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብ ረራዕዲ ህወሓት ንዝገብሮ ትንኮያ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልልን ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኾም ስጉምቲ ዝወስዱሉ ኣንፈት ተቐሚጡ። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ መድረኽ ዘተ፥ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዓወት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብሓባር ጠጠው ክብሉ ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብታ ከተማ ዝኽበር መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣመልኪተን መልእኽ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 35 ጉባኤ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ (ኣይ.ኤፍ.ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ። ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ቼክ ኦማር ሲላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ መንግስቲ ፌዴራል ኣፅቑ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ መንግስቲ ፌዴራል ኣፅቑ። እቲ ተወሳኺ በጀት ንመሕለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ሰብኣዊ ርዳእታ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ ስራሕቲ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ወራቤ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ንዩኒቨርስቲ ወልዲያ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ወልዲያ ስራሕ ንምጅማር ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሞንጎ ዝገበሮም ሓገዛት ኮምፒዩተራት፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን 680 ሺሕን 120 ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ብጥምረት ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ገንዘብ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራትን ኣተሓሕዛ ዜጋታትን ከምኡ እውን ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ብዝምልከት ከምዝዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰልም ንኽዛዘም ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምድላው ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲን መበል 40 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሚኒትራትን ሕብረት ኣፍሪካ ብሰልም ንኽዛዘም ምድላው ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ከምዝኣተወ ገሊፁ። ብኣተሓባባርነት ፖሊስ ፌዴራል ዝምራሕ፤ ሪፐብሊካን ጋርድ፣…