በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ ተኻይዱ።
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ውክልና ህዝቢን ኣስፈፃሚ ኣካላት ናይ ምክትታልን ምቁፅፃርን ብግቡእ ንምስራሕ ዘኽእሎ ቀዋሚ ኮሚቴ ወዲቡ ናብ…