Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምንቅስቓስ “ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ” ዝተፀምበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ቀረባ እዋን ቤተሰቦም ክርከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ “ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ” ዝተፀምበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ቀረባ እዋን ቤተሰቦም ከምዝርከቡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን። ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፥ እቶም ኣባላት ዳያስፖራ እቲ ጉጅለ…

ባንኪ ዓለም ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊጹ፡፡ ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዶክተር በለጠ ሞላ ኣብ ባንኪ ዓለም ብዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳን ኦስማን ዲዮን ምስ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኮሚሽነር ጀነራል እንደሻው ጣሰው ንኣዛዚ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጀኔራል ሀብታሙ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ድማ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነት ኣይተ ተመስገን…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዳይሬክተር ምግቢ ዓለም ኣብ ምብራቐ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዳይሬክተር ምግቢ ዓለም ኣብ ምብራቐ ኣፍሪካ ሚካኤል ደንፎርድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተወለዐ ኩነታት ድርቂ ኣመልኪቶም ከምዝዘተዩ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ…

ዋና ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ በዓል 36 ደብሪ ህንፃ ከህንፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንዋና ቤት ዕዮ በዓል 36 ደብሪ ህንፃ ንምህናፅ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ-ኩርናዕ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስተር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ፣…

ሕድሳት እናተገበረሉ ዝፀንሐ ህንፃ ቤት ማዛጋጃ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሳት እናተገበረሉ ዝፀንሐ ህንፃ ቤት ማዛጋጃ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ታሪኻዊን ምልክት እታ ከተማን ዝኾነ ህንፃ ድሕሪ 57 ዓመት ንሕድሳት ዝበቕዐ እንትኸውን፥ ናይ ዘበናት ኣሰር ጉዕዞ እታ ከተማ ዝሓዘ ዓቢዩ ሓድጊ…

ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ኣገልግሎት ክህቡ ንምግባር ፕሮጀክት43 ሚሊየን ብር ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ተወሊዑ ብዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ተጠናኺሮም ኣገልግሎት ክህቡ ንምግባር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት 43 ሚሊየን ብር ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት፥ ብማሕበር መምርሒ ቤተሰብ…

ዝተዓጠቕናዮ ዘበናዊ መሳርሒን ቴክኖሎጂን ዒላሙኡ ፈልዩ ዝወቕዕ ስለዝኾነ ሰላማዊ ዜጋታት ክወቅዕ ኣይኽእልን – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየርና ዝተዓጠቖ ዘበናዊ መሳርሒን ቴክኖሎጂን ዒላሙኡ ፈልዩ ዝወቕዕ ስለዝኾነ ሰላማዊ ዜጋታት ክወቅዕ ኣይኽእልን” ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። እቲ ሓይሊ ኣየር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተሃቀነ ሓደጋ ህልውና…

ኣብ ክልል ደቡብ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ብዕሊ ተጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ተፋሰስ ልምዓት 2014 ዓ.ም ንምጅማር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ኮንሶ ተረኺቦም፡፡…