Fana: At a Speed of Life!

ኮሪደር ንግዲ በርበራ-ኢትዮጵያ ንወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ተወዳዳሪ ኣገልግሎት ኣብ ዝህበሉ ኩነታት ብምድሃብ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሪደር ንግዲ በርበራ-ኢትዮጵያ ንወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ተወዳዳሪ ኣገልግሎት ኣብ ዝህበሉ ኩነታት ብምድሃብ ልዝብ ተኻይዱ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ትራንስፖርት ባሕሪን ኢትዮጵያ ኣይተ ሮባ መገርሳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ…

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል እውን ተሳቲፎም፡፡ መንግስቲ እቲ ክልልን ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያን ገምጋም…

ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሬሾ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲ ወሎን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደሴን ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። በቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምፅጋን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ከይዲ ስራሕ…

10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየዱ ኢዮም። ትሽዓተ ሰሙናት ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ምድላው ብሄራዊ ጋንታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ስዒቡ 15…

ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ዝቐርበሉ ግዘ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝቐርበሉ ግዘ ሎሚ መዓልቲ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝዛዘም ኮሚቴ ተቐባሊ ጠቆማ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ምርድዳእ ዘይተበፅሐሎምን ኣብ ሃገራዊ ህልውና ዝፈታተኑ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕዚ እውን ምትንዃዩ ከምዝቐፀለ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ክልላዊ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሚካኤል ጆን ደንፎርድ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ብዝፈፀሞ ወራር ብዙሓት ሰብኣዊን…

በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ሃገር ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝሓለፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ደሚቓ ንኽትረአ ካብ ዝገብሩዋ በዓላት ሓደ ዝኾ በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ሃገር ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝሓለፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ነቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ በዓል…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ማዕቐብ ንኽንበር ዘቕረበቶ ሕቶ ብቻይናን ሩሲያን ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ማዕቐብ ንኽንበር ናብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘቕረበቶ ሕቶ ብቻይናን ሩሲያን ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰሜን ኮሪያውያን መሳዕቐብ ንኽንበር ኣሜሪካ ዘቕረበቶ…

ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ዝተመረፁ ሃፍቲታት መዓድን ብሰፊሑ ንኽሳተፉ እብ ምርድዳእ በፂሕና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ዝተመረፁ ሃፍቲታት መዓድን ብሰፊሑ ንኽሳተፉን ብሓባር ንምስራሕን እብ ምርድዳእ በፂሕና ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያብራክ ኣልፕ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንሃገሩ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንሃገሩ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ ሰላምን ልምዓትን ዲፕሎማሲ ሃገሮም ዝህልዎም ግደን ኣብ ከተማ ጎንደር ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ዘድሃበ ዓውዲ መፅናዕቲ…