ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝፈፀሙዎም ኣረመኔያዊ ተግባራት ከምዘተሓሳሰባ ኣሜሪካ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ምቕታልን ኣገዲድካ ምድፋርን ሓዊሱ ዝፈፀሙዎም ኣረመኔያዊ ተግባራት ከምዘተሓሳሰባ ኣሜሪካ ገሊፃ።
ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፀብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል መሰረት ገይሩ ትማሊ…