ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ኣፋን ኦሮሞ እናተተርጎመ ኣብ ዝርከብ ፖሊሲ ቋንቋት ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፋን ኦሮሞ እናተተርጎመ ኣብ ዝርከብ ፖሊሲ ቋንቋት ትማሊ ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ልዝብ ተኻይዱ። ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ 5 ቋንቋታት ውሽጢ ሃገር ናይ ስራሕ ቋንቋ መንግስቲ ፌዴራል ኮይኖም ንኸገልግሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀሪቡ…
Uncategorized ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተዋግአ ዝተሰወአ፤ ጅግና ሓለቓ ሚኢቲ ጌታቸው ሞረዳ ንወዱ ገዛ ተዋሂብዎ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግንባር ንዝተሰወአ ጅግና ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓለቓ ሚኢቲ ጌታቸው ሞረዳ ንወዱ ካብቶም ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ውህብቶ ተገይሩሉ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣቑሑት ርዳእታ እናጋዓዙ ዝነበሩ ብር 12 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ከበድቲ ተሸከርከርቲ ምዝራፉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ንማሕበረሰብ ላሊበላን ከባቢኣን ኣቑሑት ርዳእታ ኣብፂሖም እናተመለሱ ዝነበሩ ብር 12 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ከበድቲ ተሸከርከርቲ ምዝራፉ ተሓቢሩ፡፡ ኣይተ ጋሻው ሹምየ ዝተብሃሉ ዉልቀ ሰብ÷ ብመሰረት መንግስቲ ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ጎብዬ ንፁሃን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ነበርቲ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ጎብዬ ንፁሃን ዜጋታት ብጅምላ ካብ ምጭፍጫፍ ጀሚሩ ነብሰ ፁር ኣደታት ሕክምና ብምኽልካል ክሞታ ክሳብ ምግባር ዝበፅሐ ግፍዒ ምፍፃሙ ነበርቲ እታ ከተማ ተዛሪቦም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓን ዓፋርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሰሜን ኬንያ ተበጊሶም ናብ ኢትዮጵያ ንምእታው እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰሜን ኬንያ ተበጊሶም ናብ ኢትዮጵያ ንምእታው እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ካብ ኬንያ ብምብጋስ ዞባ ቦረና ኣቋሪፆምን ምስ ህዝቢ ብምምስሳልን ናብ ሃገር ንምእታው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዕረት ተጎልቢቡ ናብ ትግራይ ዝሃደመ ወራሪ ሓይሊ ህወሓት ናይ ተዓዋታይ ኣቀባብላ ክግበረሉ ይፈትን እምበር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ስዕረት ተጎልቢቡ ምዉት፣ ቁሱልን ሙሩኽን ካብ ምዃን ዝተረፈ ዕጡቕ ሓይሊ ህወሓት ናብ ትግራይ እንትኣቱ ናይ ተዓዋታይ ኣቀባብላ ክግበረሉ ይፈትን እምበር ተቓውሞ እናገጠሞ ምዃኑ እሙናት ፍልፍላትና ገሊፆምልና። ከም ፍልፍላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ናብ ሰመራ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተጎዳእቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምርኣይን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንምግባር ናብ ሰመራ ኣቲዩ። ምስቶም ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ዱብቲ፣ ኣይሳኢታ፣ ሚሌ፣ ዲችኦቶ፣ ኤሊዳኣርን ጋላፊን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ዱብቲ፣ ኣይሳኢታ፣ ሚሌ፣ ዲችኦቶ፣ ኤሊዳኣርን ጋላፊን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ወረራ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኣብ መሰረተ ልምዓት…
Uncategorized ኢትዮጵያውያን እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ጉድኣት ዝበፅሖ ህዝብና ንምጥያሽ ዘኸእል ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“መላእ ኢትዮጵያውያን እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ህዝብና ንምጥያሽ ዘኸእል ኢዩ ክብሉ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ማሕበር ጠበቓታትን ሰብ ሞያ ሕጊን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያን ኣብ ሰለስቲአን ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ዝውዕል ኢዩ ምባሉ ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…