ዘይሕጋዊ ትካላት ይጥቀምሎም ብዝነበሩ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ልዕሊ ብር 32 ቢሊዮን ናይ ሕሶት ዕዲጊት ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ትካላት ይጥቀምሎም ብዝነበሩ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ልዕሊ ብር 32 ቢሊዮን ሓሰተኛ ዕዲጊት ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ ሰሙን 63 ዘይሕጋዊ ትካላትን ኣብ ዘይሕጋዊ ዕላማ ይውዕሉ ዝነበሩ 20 መመዝገቢ መሸጣ…