ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝቕፅል ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቅ ኣፍሊጦም።
እቲ ወራሪ ጉጅለ ወሪሩዎም ኣብ ዝነበረ ከባቢታት ብዙሓት ጥፍኣታት እናፈፀመ ምፅንሑ…