ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቃላይ ሶርጋ እናተሃነፀ ዝርከብ…