ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡- mizan mekonen Sep 10, 2025 0 እንዃዕ ን2018 ሓድሽ ዓመት ኣብፅሐኹም። ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መዛዘሚ ግድብና ብስራት፣ ብኩሎም ዝተለምናዮም ተግባራት ዝነበረና ኣፈፃፅማ ሰናይ ኮይኑ ሓሊፉ፡፡ ክንድቲ ዝግበኣና ዋላ ኳ ኣይኹን እንኽእሎ ሰሪሕና፤ዝተርፈና ዋላ እኳ ተሃለወ ዓብዩ ዓወት ረኺብና፡፡ ካብ ሎሚ ፅባሕ ይበልፅ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ዕቤት ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እነሳግረሉ ክኀውን ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ብምጉልባት ዕቤት ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እነሰጋግረሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ እቶም ኣፈ ጉባኤ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይተሳተፉ ኣካላት ክሳተፉ ክስራሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይተሳተፉ ኣካላት ክሳተፉ ንምግባር ክስራሕ ኢዩ ኢሉ። ኣቀባሊ ቃል እቲ ኮሚሽን ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝተዛዘመ 2017 ዝተወገኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሙ ሓጎሱ ገሊፁ mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ትማሊ ዝተመረቐ ዓወት ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም፡፡ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ክርስቲያናት ወንጌላዊያን ኢትዮጵያን ምዝዛም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘትዮም mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዘተ ኣካይዶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ “ሎሚ ንግሆ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡- mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኢትዮጵያ ምብራኽ ዝጀመረትሉን ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝተመረቐሉን እዋን ንዝኽበር ሓዱሽ ዓመት እንዃዕ ኣብፀሐኹም፡፡ ዝሓለፈ ዓመት ፈጣሪ ኣብ ጎንና ኮይኑ ዓወት ኣብ ኣፍደገ ገዛና ዝረኣናላ ዓመት እዩ ነይሩ። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ፣ ቱሪዝም፣መዓድንን፣ ማኑፋክቸሪንግን ኣይሲቲን ዘመዝገብናዮም ዓወታት ነዙይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽህ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽህ መሓሙድ ሎሚ ወጋሕታ ረኺበ ኣብ ዘለዉና ሓበራዊ ጠለባት ኣብ ዘለና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሊ ኣየር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ኩነታት ይሕሎ ኣሎ – ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሊ ኣየር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ኩነታት ይሕሎ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፡፡ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ እቲ ግድብ ተዛዚሙ ንምረቓ ምብቅዑ ንመላእ ኢትዮጱያዊያን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣብነት መላእ ኣፍሪካ ዝኸውን እዩ – ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ንመላእ ኣፍሪካ ተመሳሳሊ ፕሮጀክት ንክስፋሕፋሕ ኣብነት ዝኸውን እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ እቲ ግድብ ናይ ምህንድስና ስራሕ ጥራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምልክት ኩርዓት ኢትዮጵያዊያን እዩ – ኣልጀዚራ mizan mekonen Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምልክት ብሄራዊ ኩርዓት ኢትዮጵያዊያን ምዃኑ ፀብፃቢ ኣልጀዚራ በርናርድ ስሚዝ ተዛሪቦም፡፡ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተረኸብዎ ኣብ ጉባ ዝተኻየደ እንትኾን፥ ብዙሓት ዓለም…