Fana: At a Speed of Life!

መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ቶኪዮ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ብወግዒ ክጅመር ኢዩ። ኢትዮጵያ ኣብ’ቲ ሻምፒዮና ካብ 800 ሜትሮ ጀሚራ ክሳብ ማራቶን ኣብ ዘ\ለዉ ርሕቐታት ከምኡ’ውን ውድድር ስጉሚ ብክልቲኦ ፆታ ክትሳተፍ ኢያ። ስለዝኾነ…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ሓበራዊ ዓወት ካብ ምርኣዩ ብተወሳኺ እዋን ምብራኽ ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዓወት ካብ ምርኣዩ ብተወሳኺ እዋን ምብራኽ ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ዳይሬክተር ሳይንቲፊክ  ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ሙሉነህ ለማ (ዶ/ር)፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ኪን-ኢትዮጵያ ኣብ ራሺያ ከተማ ሴንትፒተርስበርግ ፈላማይ መድረኽ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪን-ኢትዮጵያ ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ መድኽ ባህልን ጥበብን ኣብ ራሺያ ከተማ ሴንትፒተርስበርግ ፈላማይ መድረኽ ኣቕሪቡ። ኣብቲ መድረኽ ምርኢት ሙዚቃን ባህላዊ ኣከዳድናን ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ነበርቲ ከተማ…

መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መስከረም፣2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም የኽብሩ ኣለዉ። 1 መስከረም ኣብ መልላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። ኣቦታት ሃይማኖት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ዓመት ንሰላምን ዕብየትን…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣቦ መንበር ቦርድ ሲኣይኤፍኤፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበር ቦርድን ችልድረን ኢንቨስትመንት ፈንድ ፋውንዴሽን (ሲኣይኤፍኤፍ) ሰር ክሪስቶፈር ሆን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝሳተፍ ቀዳማይ ተጓዓዚ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ በፂሑ፡፡ እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ናሬታ እንትበፅሕ ብኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኢትዮጵያ ኣብቲ…

ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንግልታዕ ነበርቲ ዝንኪ ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂእና ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣገልግሎት ኣዲስ መሶብ ሓደ ማእኸል ስራሕ…

ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ። ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ምክላኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓዱሽ ዓመት 2018…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡-

እንዃዕ ን2018 ሓድሽ ዓመት ኣብፅሐኹም። ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መዛዘሚ ግድብና ብስራት፣ ብኩሎም ዝተለምናዮም ተግባራት ዝነበረና ኣፈፃፅማ ሰናይ ኮይኑ ሓሊፉ፡፡ ክንድቲ ዝግበኣና ዋላ ኳ ኣይኹን እንኽእሎ ሰሪሕና፤ዝተርፈና ዋላ እኳ ተሃለወ ዓብዩ ዓወት ረኺብና፡፡ ካብ ሎሚ ፅባሕ ይበልፅ።…