ጎረባብቲ ውዳታት ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣብ ሩባ ኣባይ ብሓባር ዘኽብሩዎ በዓል ሩፋኤል …
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል ዝሕበረሉ ዕለት ኢዩ፡፡
ብቛንቋ እብራይስጥ 'ሩፋ' ማለት ጥዕና፣ ፈውሲ፣ መድሓኒት፣ ርህራሄ፣ መሓሪ ማለት እንትኸውን÷ 'ኤል' ድማ ኣምላኽ ወይ እውን እግዚአብሄር ዝብል ትርጉም ኣለዎ። ብመሰረት እዚ ሩፋኤል…