ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኩሉ ማሕበረሰብ ንቑሕ ተሳትፎ ክህልዎ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኩሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ብንቑሕ ተሳትፎ ሓሳቦም ንክገልፁ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ግርማሞገስ ጥበቡ ምስ…