ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን – ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን ክብል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝፍለጠሎም ሜላታት ሓደ ሓሶት ከምዝኾነ ኣብሪሁ፡፡…