ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ክትከውን ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ከምትኸውን ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣትሌት ፌዝ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ጉያ ኣብ ሪዮ ኦሎምፒክ ተዓዋቲት ከምዝኾነት ይፍለጥ።…