Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሰሜን ወሎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው እናተጋደደ ከምዝመፅአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ዘለ ሰብኣዊ ቅልውላው እናተጋደደ ከምዝመፅአ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሓደጋን ድልውነትን ውሕስነት ምግብን ኣይተ ኣለሙ ይመር ገሊፆም። ኣይተ ኣለሙ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ…

ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ። ኢትዮጵያ ንዝገበረትልኩም ፃውዒት ዝሃብክምዋ ህፁፅ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ  ኣብዱጀባር መሀመድ ኣብቲ ስነ ስርዓት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ሚስተር ስኮት ዌበር ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኢንተርፒስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ህንፀት ሰላምን ዘላቒ ናይ ምግባር ፕሮጀክትን ዘድሃበ ኢዩ ተባሂሉ። እተን ፕሬዚዳንት፥ ዘላቒ ሰላም ክመፅእ…

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ገድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ 1 ቢየንን 263 ሚሊየንን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ክሳብ 30 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገርን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ንመንግስቲ ኢዶም ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ውሑዳት መራሕቲ ጁንታ ብዘለዎም ስግብግብ ድልየት…

ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጄንሲ ዶክተር ዲላሞ ኣቶሬ፥ ልዕሊ 616 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ ኣፍሊጦም።…

“ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት" ብዝብል መሪሕ ቃል ብምትሕብባር ሊግ መናእሰይ ዝተዳለወ ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ዓፋር ኣይተ ኢሴ ኣዳም ኣጀሚረሙዎ። እቲ ወፍሪ ናይ…

ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት ኣገልግሎት ዶብ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት መምርሒ ከይዲ ኣሰራርሓ ኣብ ሓደ ማእኸል ዝውዳእ ኣገልግሎት ዶብ ሞያሌ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ኮሚቴ ቁፅፅር ዶብን ስራሕን ኬኒያን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። እቲ መምርሒ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ዓፋር 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዘወዕል 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ድጋፍ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ አወል አርባ…

ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምህላጥ ሃፍቲን ምዝገባን እቲ ኮሚሽን ኣይተ መስፍን በላይነህ፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 5…