ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ሎሚ መዓልቲ ተዘዋዊሮም ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀትን ዘጋጠሙ ፀጋማትን እቲ ስታዲየም ዝምልከት ብማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣማኻሪ እቲ ትካል ዶ/ር ኢንጅነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ናይ ከውልተ ዳያኑ መሰል ዘይምኽስ ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ክልተ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መሰል ዘይምኽስ ንኅለዓል ውሳነ ምሕላፉ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝገለፆ፥ ሚኒስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢ ክልተ ላዕለዎት ዳያኑ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ኣብ ዝተመቻቸወ ኩነታት እናነበርና ወገናትና ተመዛቢሎም ክንርኢ ኣይንደሊን – ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ኮቨንተሪ፣ ሰቶክ ኦን ትሬንትን ማንቸስተርን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት እናፈፀሞ ዝርከብ መጥቃዕቲ ብምኹናን ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብር ማሕበር ቀይሕመ ስቀል ኢትዮጵያ ፀዊዑ። ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘብፅሑዎ ፅዕንቶ ብምፅዋር ዘኽእል ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 8 ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ እቶም ሕድሳት ዝተገበረሎም ኣባይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ገይሮም። ኣብቲ ከባቢ ብምኽንያት ድርቂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ኢዩ እቲ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልዕሊ 4…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም እቲ ርሕቐት ብምስባር ተዓዊታ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 52 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ተዓዋቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና 800 ሺሕ ዶዝ ሓገዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ዝገበረቶ 800 ሺሕ ዶዝ ሓገዝ ክታበት ሲኖፋርም ኮቪድ-19 ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ቻይና ሓገዝ ካታበት ንምግባር ካብ ሞንጎ ዝሃቀነቶ 2 ሚሊየን ዶዝ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ምዕራብ ማይ ፀብሪ ዝርከብ መሰልጠኒን ዋና መወደቢ ሓይሊ ሰብን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብኣየር ተወቒዑ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምዕራብ ማይ ፀብሪ ዝርከብ መሰልጠኒን ዋና መወደቢ ሓይሊ ሰብን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ፣ ፀላኢ ወታደራዊ ዕጥቂን ወታደራዊ ክዳውንቲን ኣመሳሲሉ ዘፍርየሉ ማእኸል ብሓይ፤ ኣየር ካብ ጥቕሚ ወፃእ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ፣ ፀላኢ ወታደራዊ ዕጥቂን ወታደራዊ ክዳውንቲን ኣመሳሲሉ ዘፍርየሉ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ ብደብዳብ ሓይሊ ኣየር ካብ ጥቕሚ ወፃእ ከምዝኾነ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ…