ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም።
ሰራሕተኛታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ርቲ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ሰንዳፋ ወረዳ በርክ ጣቢያ ዳቤ ሙዳ ጎዶ ተረኺቦም ዝባፅሐ ዝራእቲ ስርናይ ስድራቤት ዘመትቲ…