ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወሎ ናይ ጁንታ መወዳእታ ይቃረብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ደቡብ ወሎ ቦሩ ሥላሴ ከባቢ ንጥኣት ተሰሊፉ ዝመፅአ ፀላኢ ብመከላከያ ሠራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ጥምረት ተፀራሪጉ ካብ መሳህል ናብ ማርዬ እናተወቕዐ ይሃድም ኣሎ። ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ብሓደ ጊዘ ወፂኡ ምስ ሰራዊት ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘለናሉ እዋን ሓላፍነት ዜጋታት ዝሓትት ብምዃኑ ኩኡ ዜጋ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 20 ዙርስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፌዴራል ፓሊስለሚ ኣብ ጦላይ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣየተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣውሮፕላናት ረድኤት ካብ መቐለ ዝተመለሳ ኣብቲ ስፍራ ብዝርከቡ ተቖፃፀርቲ በረራ ፍቓድ ብዘይምርካበን ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ኣውሮፕላናት ረድኤት ትማሊ ካብ መቐለ ዝተመለሳ ብምኸኒያት ዝተገበረ መጥቃዕቲ ኣየር እንተይኮነስ ኣብቲ ስፍራ ብዝርከቡ ተቖፃፀርቲ በረራ ፍቓድ ብዘይምርካበን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኣዋሽ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጠቕዐ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ መካኒሳ ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጠቕዐ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ መካኒሳ ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። 14 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደጋ ውሕጅ ኣብ መካኒሳ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ ዝነብሩ ዝነበሩ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፌስቡክ ዝተፋለጡ መናእሰይ ብልዕሊ 246 ሺሕ ብር ዝዓደግዎ ተምሪ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብፌስቡክ ዝተፋለጡ መናእሰይ ብልዕሊ 246 ሺሕ ብር ዝዓደግዎ ተምሪ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም። እቲ ድጋፍ ዝተረከቡ ኣካቢ ኣተኣኻኻቢ ኮሚቴ ድጋፍ ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል አስረስ አያሌው÷ አቶም መናእሰይ ናይ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቓብር ህወሓት ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ታሪክ ዓወት ክንፅሕፍ ዝበሉ መናእሰይ ወሎ ይወፍሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቓብር ህወሓት ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ታሪክ ዓወት ክንፅሕፍ ዝበሉ ካብ ዘተፈላለዩ ከባበታት ወሎ ዝመፅኡ መናእሰይ ናብ ግንባር ይወፍሩ ኣለዉ። እቶም መናእሰይ፥ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘመሓላለፎ "ኩሉ ሰብ ናብ ወለ ይዝመት" ዝብል ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሪያት ስሚንቶ ንምውሳኽ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ስሚንቶ ንምውሳኽ ዘኽእል ዘተ ምስ ኣመራርሓ ፋብሪካ ስሚንቶ ምክያዱ ሚኒስትር መኣድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ዘተ እቲ ፍሪያት ክውስኸሉ ኣብ ዝኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ።…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 4ሺሕን 800 ቶን ቡና ንማእከላዊ ዕዳጋ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 4ሺሕን 800 ቶን ቡና ንማእከላዊ ዕዳጋ ቀሪቡ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ቅመማቅመምን እቲ ክልል ኣይተ ሬድዋን ከድር፥ ካብ ፈሪያ ቡና 907 ሚሊየን ናይ ኣሜሪካን ዶላር ከምዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መቱ ልዕሊ 370 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቱ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እንተምህሮም ዝነበረ ልዕሊ 370 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብዓውዲ ትምህርቲ ጥዕና ሳይነስን ካልኦት ዓይነታት ሞያን ዝሰልጠኑ ኢዮም። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ማሕበረሰብ እቲ ዩንቨርስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጦላይ ስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፖሊስ ፌዴራል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጦላይ መበል 20 ስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፖሊስ ፌዴራል ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን…