ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኢትዮጵያ ዝገጠማ ፈተና ንምፅዋር ምትሕብባር ከምዘድሊ ብምግንዛብ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓገዝ ዘበርከቶ 50 ኩንታል ሕሩጭ ስርናይን 50 ኩንታል…
ስፓርት መርሃ ግብሪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ /ሴካፋ/ 2021 ትሕቲ 20 ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞንጎ ሽዱሽተ ሃገራት ከምዝካየድ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ካብ 20 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዩጋንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ሃገር ናይ ምህናፅ ዘኹርዕ ታሪኹ ብምሕላው እኩይ ተግባር ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣመራርሓታት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን /ኢቢሲ/ ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም፥ ኢቢሲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ግድኡ ንኽዋፃእ ሓቲቶም፡፡ ሰራሕተኛ ልኡኽቶ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ። ካብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ መረዳእታ ከምዝሕብሮ፥ እቲ ማእኸል ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ወታደራዊ ስልጠና ቅድሚ ምውዓሉ ማእኸል መሰልጠኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል ክስራሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያ ካሚል ገሊፀን። የስራና ክህሎት ሚኒስቴር አመራሮች እና ሰራተኞች በቀጣይ በሚያከናወኑት ስራ ላይ ያተኮረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ እተን ሃገራት ብዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተላዚበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈተና 12 ክፍሊ ብዕዉት ንምዝዛም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍፃም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ምስ ዝተወደቡ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምእመኑ ብፀሎት ንኽብርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብስእነት ሰላምን ዘይምርግጋዕን ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ድሕንነት ሃገርን እናበፅሐ ዝርከብ ጉድኣት ንኸብቅዕ ምእመኑ ፀሎትን ምሕፅንትኡን ንኸበርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከተማ…