ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናብፀሖ ዝርከብ…
ጥዕና ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ምርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ክታበት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንፁሃን ምቕታሉ፣ ምምዝባሉን ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስርት ኢዩ። ኣብቲ ዝጣየሽ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገብሮ ጉባኤ፥ ኣፈ ጉባኤን ምኽትል ኣፈ ጉባኤን ከምዝስይም ትፅቢት ይግበር። ካብዚ ብተወሳኺ ዝቐርቡሉ ሽመታት ርእሰ ምምሕዳርን ምክትል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 11፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ስራሕ ንምእላሽ ኣብ ዝስደዱ ሰባት ብምኳር ኢዪ ዝዛተ ዘሎ። ሚኒስትራት ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት፣ ኣባል ሃገራትን ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካለትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተገሊፁ። ቀጣናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብተኣማንነት ምስራሕ ትውልዲን ሃገርን ንምቅናዕ ዘሎ ተበግሶ ዘርእይ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተኣማንነት ምስራሕ ትውልዲን ሃገርን ንምቅናዕ ዘሎ ተበግሶ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ስራሕቶም እንትሰርሑ ስርቂ እውን ንክዋግኡ ፃውዒት ምቕራቦም ብምዝኽኻር፥ ነቲ ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ እናበፅሖ ከምዝኾነ ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ዳይሬክቶሬት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ክዝሓበሮ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህፃን ክሳብ በፃሓት ብምንቅስቓስ ዘለን ዘየለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ስልጣን ውድድር ንግዲ፣ ሓለዋ ሸመትቲን ፍርያት ዕዳጋን ምስ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተዋሂዶም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)በዓል ስልጣን ውድድር ንግዲ፣ ሓለዋ ሸመትቲን ፍርያት ዕዳጋን ምስ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተዋሂዶም። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ፥ እቶም ትካላት ምስቲ ሚኒስቴር ምወሃዶም ስራሕ ንምቅልጣፍ ዘበርክቶ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሓዊ ደረጃ ፊፋ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሓዊ ምደባ ኩዕሾ እግሪ ደረጃ ሃገራት ፊፋ ኢትዮጵያ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ። ኣብዚ ወርሒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ካብ ዝነበራ ደረጃ ብምንቁልቋል ኣብ መበል 137 ደረጃ ተቐሚጣ ኣላ። ምስ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ግቡእ ተዋፊሮም ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናብ ግቡእ ተዋፊሮም ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግን ሽልማትን ሂቦም። ብኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ እቲ ክልል…