Fana: At a Speed of Life!

ኩሉ ናብ ወሎ ይትመም፤ ይዝመት ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንምካት ኩሉ ወገን ንባዕሉ ብምውዳብን ብሓድነትን ብምልዓል ናብ ወሎ ክተምምን ክዘምትን ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ…

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብምድግጋፍን ብሓድነትን ምሕላፍ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብምድግጋፍን ብሓድነትን ምሕላፍ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና፥ ኣብ ክልለ ዓፋር ዞባ ፈነቲ ረሱ ብግብ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና መጀመሪ ስራሕ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ክታበት ፖሊዮ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ጥዕና ህፃናትን ኣዶታትን እቲ ቢሮ ቤተልሔም ታየ ኣወሃህባ እቲ ክታበት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ…

ዝተኸፈተልና መጥቃዕቲ ንምምካት መፍትሒ ዝተዋደደ ወፍሪ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መግለፂኡ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣለኒ ዝብሎ ሓይሊ ብምትእኽኻብ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዘለዉ ግምባራት ሰፊሕ…

ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ኣካል ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ጅቡቲ መሓመድ ኣዋሌ ገሊፆም። ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተበርከተላ 40 ሺሕ ፈልሲታት ምትካል ከምዝጀመረት እውን…

ናይ ሕሶት ሓበሬታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብስርዓት ሓበሬታ ዓፋር ዳጉ ክመክን ኢዩ – ነበርቲ ከተማ ሰመራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሓበሬታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብስርዓት ሓበሬታ ዓፋር ዳጉ ከምዝመክን ነበርቲ ከተማ ሰመራ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ባሕላዊ ስርዓት ምልውዋጥ ሓበሬት ዓፋረቶት ዓሚቕን ዝተረጋገፀን ሓበሬታን ዝቀባበሉሉ…

ኣብ ዞባ ጅማ ኣብ ክልተ ህፃናት ቫይረስ ፖሊዮ ተራኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ኣብ ክልተ ህፃናት ቫይረስ ፖሊዮ ከምዝተረኣየ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ጣሰው ብርሃኑ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ቫይረስ ኣብቲ ዞባ ወረዳታት…

ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና – ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንወፍሪ ህልውና ዝኸውን ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሃፍቲ ክእከብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ነበርቲ እቲ ዞባ “ጉጅለ እቲ ግብረ…

ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘሰልጠኖም ፀረ ሽምቅ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ን2ይ ግዘ ዘሰልጠኖም ፀረ ሽምቅ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ መምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብቲ መድረኽ ድማ መንግስቲ ዝተዛረቦ ዝፍፅም፣…

ዝተጠራቐሙ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕ ፈላማይ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላውነት ሃገር መንግስቲ ክልል ደቡብ ሕቶታት ህዝቢ ንምፍታሕ ከምዝሰርሕ ርእሰ መምሕዳር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተርስቱ ይርዳው ገሊፆም። ህወሓት ኣብ ክልል ደቡብ ማእኸል ጎንፂ ንምግባር ዝገበሮ ፈተነ ፀገም ሰላምን…